Teach anywhere
Teach anywhere, anytime, on your own pace, at your own interests and teaching preferences on your device.
ምሳና መሃር
ኣብ ዝኾነ ቦታን ግዜን ኣብ ዝጥዕመካን ኣብ እትግደሰሉን ኣብ ዝመርጽካዮ ኣመሃህራን ኣብ ሞባይልካ መሃር።
Teach with us
Receive 80% of the earnings from each sale, pricing your course as you see fit and maximizing your income.
Teach online
Publish the course you want, in the way you want, and always have full control of your own content.
A team of talented and passionate instructors who are committed to providing the best possible courses and services.
Kifle Tesfay
Founder
I am a full-stack web developer with having more than 5 years of experience working with HTML, CSS, JS, AJAX, JSON, PHP, and SQL. I am knowledgeable in all facets of web development, including front-end and back-end. I am a proactive learner who is always looking for new opportunities to increase the scope of my knowledge and skills.
Petros Mebrahtu
Video Editor
I am a video editor with over 6 years of experience working with Adobe products, specifically Adobe Premiere Pro. I am proficient in all aspects of video editing, from basic cuts and transitions to more complex effects and compositing. I have a strong work ethic, am creative and detail-oriented, and am constantly looking for new ways to advance my abilities.
Biniam Abdenur
Python developer
I am experienced Python developer with a passion for innovative and user-friendly applications. Skilled in Django, Flask, and various Python libraries. Proficient in InDesign and Autodesk Fusion 360 for design and 3D CAD. Constantly seeking opportunities to enhance knowledge and skills. Let's collaborate to bring your ideas to life.
Here's what our course participants had to say...
Filmon Kbreab
Graphic Designer
ክሳብ መወዳእታ ወዲአያ ኣለኹ ሓጺርን ጽፋፍን መግለጺ ኔሩ ብቓንቃ ትግርኛ ምኻኑ ክኣ መሊሰ ፈትየዮ እቲ ብውልቂ ሓቲተካ ዘርኣኻኒ ፍሕሹው ኣቀባብላ ንስራሕካ ኣዝዩ ሓጋዚ እዩ'ሞ ቀጽሎ እናበልኩ ኣዝየ እየ ዘመስግን
Seare Hayle
Computer Student
ስላም ክፍለ ሓውና እዚ ትምህርቲ ወይ ድማ ኣዚ ኮርስ ክም ንጀመርቲ ብጣዕሚ ጽቡቅን ማሀርን ኮይኑ ርኪበዩ በዙሕ አርእስትን ቅልል ብዝበላ አገባብን ብምኾኑ ንምርዳኣ ኮነ ንምስማዕ ዘየስልቹን ግልጽን ኮይኑ ረኺበዩ ጠቓምን ሓጋዝን ድማ ኣዩ ። ቡዙሕ ድማ ተጠቂመ ንካልኦት ድማ ነዚ ዕድል ክጥቅሙሉ የተባብዕ። ካብ ፣ሳዐረ
Teame
Video Editor
ብጣዕሚ የቐንየልና Petros ሓውና። ነዚ ሓጋዝን ኣስተምሃርን ዝኮነ ንጀመርቲ Video Editing ብቅልል ከማኡውን ብጽፉፍ ዝበለ ጌርካ ብምድላውካ ከመስግነካ ይደሊ። ብወገነይ እዚኣ ትምህርቲ( Video Editing course) ጽብቅቲ ኮይና ረኺበያ።
Mensur Abdelkadir
Learner
ሰላም ዝኸበርኩም ሰብ መርበብ Mefth.com
ንመርበብ ሓበሬታኹም ዘለኒ ኣድናቖት ንምግላጽ እየ ዝጽሕፍ ዘለኹ። ኣነ ናይ Mefth ተማሃራይ እየ፣ ኩሉ ግዜ ድማ ኣብ መርበብ ሓበሬታኹም ትምህርቲ ይቀስም።
መርበብ ሓበሬታኹም ኣዝዩ መሃርን ንኣጠቓቕማ ቀሊልን ኮይኑ ረኺበዮ ካልኣይ ከኣ ጽቡቅ ዘብሎ ነገር እንተ ሎ በቲ ንሕና ክንርድኦ እንኽእል ብቃንቃ ትግርኛ ብምኻኑ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ፣ ካልእ ቃንቃታት ከም በዓል ትግረ ፣ ብሌን ውን ኣብዝመጽ መደብኩም በዚአን ቃንቃ ከኣ ትምህርቲ ሒዝኩም ክትመጹ ይትስፎው።
Nahom Dawit
YouTuber
👋🏼 ሰላም ክፍለ ሓወይ ከምኡ'ውን ነዛ ጽሑፍ ተንብቡ ዘለኹም ኩልኹም ሰላምኩም ይብዛሕ። ብምቅጻል ኣነ ኣብ መፍትሕ "ናይ ዩትዩብ ማስተር ኩን" ዝብል ኮርስ'የ ወዲደ። እዚ ኮርስ ጠቃሚ ኮይኑ ስለ ዝረኸብክዎ፡ ✍🏾ኣብዚ ሳጹን ርእይቶ ገለ ክብል ደልየ፥ እዚ ኮርስ ብጣዕሚ ጠቃምን ሓጋዝን እዩ። ብፍላይ ነዞም ከምዚ ከማይ ድሩት ኣፍልጦ ዘለና ብጣዕሚ ክትሕግዘና እያ። እቲ ቪድዮታት ሓጸርትን ዘየሰልቹን ኮይኑ፣ ብተወሳኺ'ውን እቲ ቀንድን ኣድላዪን ዝበሃል ሓበሬታን ሕግታትን ቁምጥ ቁምጥ ኣቢሉ ብውሕሉል ኣገባብ ኣቀሚጥልና ኣቅሪብልናን ኣሎ።
Miliyon Tesfa
Coding student
ብጣዕሚ ብሉጽ ስልጠና..............
ብዓሚኡ ኣብ ኢንተርነት ብትግርኛ ኮነ ብካልእ ቋንቋ ከምዚ ምቁሉሉን
ብዘይ ማይ ዝኣትወልካ ስልጠና የለን ክትብል ዘክእለካ ዓይነት ኣገላልጻን ኣመሃህራን እዩ፡
ብተወሳኪ ውን ንዘለና ናይ ኮምፒውተር ፍልጠት ዝምጥንን ኣብ ግምት ዘእተወን ኮይኑ ረኪበዮ
ካብ ክፋል ሓደ ክሳብ መፈጸምታ ድማ ብዝግባእ ክማሃሮን ከስተማቅሮን ኪኢለ...
የቐንየለና ንኩሉካትኩም ኣብዚ ስራሕ ዝተሳተፍኩም የሕዋት።