Mefth Loader Gif

ብዛዕባ ሌሶ ቱል

Instructor Badge
Pe... Courses
Get the course to see this video description
To watch the video Please Login

Report for Comment or Reply




Mefth Loader gif

1 Comment

You must Login to write comment.

Animal live's profile
Animal live
2 years ago
ሰላም ጴጥሮስ ኣገባብ ኣማሃህራኻ ብጣዕሚ ጽቡቕን ጽፉፍን ንኣብ ኩሉ እይነት ደረጃ ዘሎ ሰብ ክርድኦ ዝኽእል ስለዘቕረብካልና ከመስግነካ ይደሊ ። ነዚ ዓይነት ኮርስ ክትመሃሩ ዝደለኹም ሰባት ብዘይ ወዓል ሕደር ተመዝጊብኩም ክትጅምሩ የተባባዓኩም ።
REPLY
Petros Mebrahtu's profile
Petros Mebrahtu
2 years ago
ሰላም ክቡር ሓዉ…ስለ'ቲ ንእሽቶይ ዝመስል ግን ድማ ኣዝዩ ዓቢ ዝኾነ ሞራላዊ ኣበርኩቶኻ ካብ ልቢ የመስግን፡ ኣብ ቀጻሊ ኣበርቲዐ ክሰርሕን ነቲ ዘለኒ ዓቕሚ ፈቲሸ ተመኩሮይ ከካፍል ዓቢ ድርኺት'ዩ እሞ፡ ደጊመ የመስግነካ፡፡

You must Login to write Reply.

መባእታዊ ኮርስ ኣዶበ ፎቶሾፕ

Section 1: ብዛዕባ ዎርክ ስፐይስ (1)
Section 2: ምንቅስቓስ ስእሊ (1)
Section 3: ምኽፋት ሓድሽ ዶኲመንት (1)
Section 4: መእተዊ ብዛዕባ ለየርስ (1)
Section 5: ስእሊ ብኸመይ ንቖርጽ (1)
Section 6: ምዕጻውን ግሩፕ ምፍጣርን (1)
Section 10: ጽሑፍ ብኽመይ ነዳሉ (1)
Section 11: ኢፈክት ከመይ'ዩ ዝሰርሕ (1)
Section 13: ብዛዕባ ሕብሪ (1)
Section 15: ማስክ ብኸመይ ንገብር (1)


We value your opinion.
Help us serve you better by sharing your feedback.