Mefth Loader Gif

መፈጸምታ ኮርስ ብዛዕባ ካንቫ

Instructor Badge
Ki... Courses
Get the course to see this video description
To watch the video Please Login

Report for Comment or Reply




Mefth Loader gif

3 Comments

You must Login to write comment.

Arregay Gebrekidan's profile
Arregay Gebrekidan
2 years ago
ሰላም ክፍለ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ

ቀጽሎ
REPLY
Kibrom's profile
Kibrom
3 years ago
ብመጀመርታ ኣዝየ ከመስግነካ ክፍለ ሓወይ በቲ ምቁሉል ትሕትናካን ብሉጽ ስራሕካን ብጣዕሚ ብዙሕ ተማሂረ ካብ 0 ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ተሰጋጊረ ኣብ ቀጻሊ ቡሉጽ ስራሕ ሕዝካ ክትመጽእ በዓል ሙሉእ ተስፍ እየ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልካሓወይ ናተይ።
REPLY
Ibrahim's profile
Ibrahim
3 years ago
ብመጀመርያ ክፍለ ሓውና ብጣዕሚ ከመስግነካ ይደሊ።እዛ ኮርስ ብ ትግርኛ ምኮና ን ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ሰብ ብ ነጻ ምዝርጋሓን መራያኣያ ሰናይን ናይ ሕብረተሰብካን ምቅያርን ዘለካ ድሌት ኢዩ'ሞ ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ። እቲ መግለጺ ናይዛ ኮርስ ንጹር ን ገጽን ኔሩ። ንቀጻሊ ከኣ ናይ ቪዲዮ ምቅንባር ብስፍሕ ዝበለ እንተዝውሰኮ ሓጋዚ ኮይኑ ይስማዓኒ።ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣሳልጦን ይምነየልካ!!
REPLY

You must Login to write Reply.

ምቅንባር ስእሊ ኣብ ካንቫ - ግራፊክ ዲዛይነር - Canva



We value your opinion.
Help us serve you better by sharing your feedback.