Mefth Loader Gif

ምቅንባር ስእሊ ኣብ ካንቫ - ግራፊክ ዲዛይነር - Canva

ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ይኹን ካልእ ናይ ቢዝነስ ዲዛይን ናይ ኣሳእላት ዋላ'ውን ናይ CV ይኹን ካልእ ካርድታት መጽሓፊ እዛ ስልጠና እኽልቲ'ያ።

5   (11 Ratings) 50 Students 4 hours of videos. Course in: Tigrinya Language For Beginners Level Last updated on: 8 May, 2025

Instructor Badge Kifle Tesfay

Course Features

Lectures : 26

Duration : 4 hours

Access: Lifetime

$20$19 Enroll

ካብዛ ስልጠና እንታይ ኢኹም ክትመሃሩ፧

ናይ ኩሉ ዓይነት ሶሻል ሚድያ ዝዝርጋሕ ስእልታት ክትሰርሑ ተኽእለኩም ብዝቐለለ መንገዲ ኣብ ኮምፕዩተር ይኹን ሞባይል ዝደለናዮ ቅዲ ወይ ዲዛይን ገይርና ዝደለናዮ ስእሊ ከነቀናብር ተኽእለና

ነዛ ስልጠና ክትወስድዋ ከተማልእዎ ዘለኩም ረቛሒታት:

ኮምፕዩተር ወይ ሞባይል ኢንተርነት ተገዳስነት

እዛ ስልጠና ንመን'ያ፧

ናይ ሶሻል ሚድያ ፖስት ስእልታቶም ባዕሎም ኣቀናቢሮም ክዝርግሑ ንዝደልዩ ዳርጋ ኩሎም ዩትዩበራትን ወነንቲ ወብሳይትን እዛ ኮርስ ተድልዮም ኢያ፡

እዛ ስልጠና ኣጠቓሊላቶም ዘላ:

Lectures : 26 Language: Tigrinya Duration : 4 hours Students : 50 Certificate: Yes Payment: Once Access: on any device Access: Lifetime

ናይዛ ስልጠና ትሕዝቶታት

Course Description

ስእሊ መቀናበሪ ዝበለጸ ኣፕሊኬሽን ካንቫ ብሓጺር ግዜ ተማሃሮ

ኣብ ምቅንባር ስእሊ ብቐሊሉ ኣብ ሓጺር ግዜ ተማሂርካ ጽቡቕ ፍልጠት ክትሕዝ ትደሊ'ዶ፧

ደስ ዝበለካ ብዛዕባ Canva ትምህርቲ ክትወስድ ትኽእል ኢኻ።

ኣብነት ኣነ ዝሰራሕኩዎም ስእልታት ኣብዚኤን ሊንክታት ረአ

ልክዕ ከሙኡን ካቡኡ ዝበልጽን ስእልታት ክትገብር እንተደኣ ደሊኻ እዛ ኮርስ ብዙሕ ክትሕግዘካ ትኽእል ኢያ።

እዛ ኮርስ እንተወሲድካያ ባዕልኻ

  • ናይ ፈይስቡክ ፖፋይል ትሰርሕ
  • ናይ ፈይስቡክ ፖስት ስእሊ ተዳሉ
  • ናይ ፈይስቡክ ካቨር ተዳሉ
  • ናይ ዩትዩብ ታምነይል ትሰርሕ
  • ናይ ዩትዩብ ካቨር ትሰርሕ
  • ናይ ትካልካ ሎጎ (ኣርማ) ትሰርሕ
  • ናይ ኢንስታግራም ፖስት ትሰርሕ
  • ናይ ጥምቀት ስእልታት ትሰርሕ
  • ናይ ዝኾነ ጽምብል ስእልታት ተቀናብሮ
  • ናይ ዝኾነ ሰሻል ሚድያ ስእልታትካ ባዕልኻ ተቀናብሮ

ኩሉ ንስኻ ትገብሮ ነዛ ኮርስ ወሲድካ ክትመሃር ድልው ምዃን ጥራይ'ዩ።

ጽቡቕ ጎኒ ናይዛ Canva ትበሃል መቀናበሪት ኣፕሊኬሽን 👇

ኣብ ሞባይልካን ኮምፕዩተርካን ክትስርሓላ ትኽእል ኢኻ፡

ዝኾነ ተውርዶ ዓቢ ሶፍትዌር የለን ኣብ ኖርማል ክሮም ብራውዘር ኣቲኻ ኩሉ ዘድልየካ ምቕይያር ክትገብር ትኽእል ኢኻ።

ኩሉ ስእልታትካ ኣብታ ኣፕሊኬሽን ስለ ዝኽዘን ካብ ምድምሳስ ስግኣት የብልካን።

ሕማቕ ጎኒ ናትዛ መቀናበሪት ኣፕ👇

ብዘይ ኢንተርነት ኣይትስርሕን'ያ።

ብኽፍሊትን ብነጻን ኢያ ትሰርሕ፡

ኣዝዩ ብሉጽ ስእልታትን ምቀናበሪታትን እንተደሊኻ ወርሓዊ $3 ከፊልካ ክኸውን እንከሎ፡ እቲ ብነጻ ከኣ ንቐጻሊ ብነጻ'ዩ ከም ደስ ዝበለካ'ውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ።

🔥 እቲ ዝኽፈሎ ብዘይ ክፍሊት ክትጥቀመሉ ዘኽእለካ ምስጢር ግን ኣብዚኣ ክሕብረካ'የ።

👌ኣስተውዕል፡ ፎቶሾፕን ካንቫን በበይኖም ኢዮም፡ ሓደ ዝገብሮም ክልቲኦም መቀናበሪ ስእልታት'ዮም እንተኾነ ግን ፎቶሾፕ ግዜ ወሲድካ ብዙሕ ነገር ክትሰርሓሉ ዘኽእል ክኸውን እንከሎ ካንቫ ግን ኣብ ሓጺር ግዜ ክትክእሎን ዝደለኻዮ ስእሊ ከኣ ከተቀናብረሉን እትኽእል ዓይነት ኣፕሊኬሽን'ዩ፡ ክልቲኦም ነናቶም ሕማቕን ጽቡቕን ግድኒ ኣለዎም፡ ስለዚ ካንቫ መተካእታ ናይ ፎቶሾፕ ኣይኮነን እንታይ ደኣ ናይ ባዕሉ ፍሉይ ቅዲ ዝኽተል መቀናበሪ ኣፕሊኬሽን'ዩ።

😀 ነዛ ኮርስ እንተወሲድካያን ኩሉ እቲ ቪድዮታት እንተተዓዚብካዮን እመነኒ ወትሩ ክትሕጎሰላ ኢኻ።😀

Instructor

  Total students: 358

  Total Courses: 6

  Total Feedback: 53

  Total Rating: (4.9)

I am a full-stack web developer with more than 5 years of experience working with HTML, CSS, JS, AJAX, JSON, PHP, and SQL. I am knowledgeable in all facets of web development, including front-end and back-end. I am a proactive learner who is always looking for new opportunities to increase the scope... Learn more

Rating and Reviews

5
5 / 5
11 Rating
5 Stars 4 Stars 3 Stars 2 Stars 1 Stars
(11) (0) (0) (0) (0)

Rate For this course

Please Rate this course

Please provide your feedback for the course.


Total Reviews (11)

Recommended for you

Course Features

Lectures : 26

Duration : 4 hours

Access: Lifetime

$20$19 Enroll

ምቅንባር ስእሊ ኣብ ካንቫ - ግራፊክ ዲዛይነር - Canva

5   (11 Ratings) 50 Students
$20$19
Enroll

ምቅንባር ስእሊ ኣብ ካንቫ - ግራፊክ ዲዛይነር - Canva

(5)
$20$19
Enroll