Mefth Loader Gif
ማስተር ዩትዩበር ኩን - ምሉእ ናይ ዩትዩብ ኮርስ
10% OFF
ማስተር ዩትዩበር ኩን - ምሉእ ናይ ዩትዩብ ኮርስ
Instructor profile Kifle Tesfay
 (8)

I am a full-stack web developer with more than 6 years of experience working with HTML, CSS, JS, AJA... Learn more

Course Features

Lectures : 25

Language: Tigrinya

Duration : 3.5 hours

Students : 50

Certificate: Yes

Payment: Once

Access: on any device

Access: Lifetime

$47.70 BUY

Course Curriculum

Section 8: ብራንድ ቻነል (1)
Section 9: ምድሓን ምዕጻው ቻነል (1)

Course Overview

ካብ ዜሮ ክሳብ ሄሮ ዘጠቓለለት ኮርስ ናይ ዩትዩብ 🗃

ብዕምቆት ኣገላልጻን፡ ብሉጽነት ትሕዝቶኣን ካብ መጀመርያ ክሳብ መፈጸምታ ብዛዕባ ዩትዩብ ዝሓዘለት ኮርስ'ያ። 📬

ኣብ ሓጸርቲ ቪድዮታት ብዙሕ ንዕብየት ቻነልካ ዝሕግዝ ምስጢራት ሓዚላ ኣላ 📜

ብዝሓጸረ እዋን ዓባይን ኣገዳሲትን ቻነል ንኽትውንን ምሉእ ኣፍልጦ ክትቀስመላ ትኽእል ኮርስ'ያ፡ 📒

ጀማሪ ኩን ነበር ናይ ዩትዩብ ክሬተር እዛ ኮርስ እዚኣ ብዙሕ ክትሕግዘካ'ያ። 🔦

ነፍሲ-ወከፍ ክፋል ቪድዮ ንፍሉይን ብዕምቆትን ዝቐርበላ ኮርስ'ያ። 🔬

እዛ ኮርስ ምስ ወሰድካያ ኣብ ኣሰራርሓ ዩትዩብ ጽቡቕ ርድኢት ክህልወካ'ዩ፡ ከሙኡ'ውን ሕቶ እንተሃሊካ'ውን ክሕግዘካ'የ። 🔍

ሓድሽ ኣብ ዝወረደሉ ግዜ ናባኻ ይመጸካ። 📡

ንኣብ ኣፍሪቃ ዘለኹም እዛ ኮርስ ንዓኹም

  • ብነጻ'ያ፡
  • ኣብ ዝደለኹሞ ሓገዝ
  • ፍቓድ ንምርካብ ርኸቡኒ

Rating and Reviews

5
5 / 5
8 Rating
5 Stars 4 Stars 3 Stars 2 Stars 1 Stars
(8) (0) (0) (0) (0)
Rate For this course

Please Rate for this course

Please give your Feedback for the course.


Total Reviews (8)
Nahom Dawit  2 months ago
👋🏼 ሰላም ክፍለ ሓወይ ከምኡ'ውን ነዛ ጽሑፍ ተንብቡ ዘለኹም ኩልኹም ሰላምኩም ይብዛሕ። ብምቅጻል ኣነ ኣብ መፍትሕ "ናይ ዩትዩብ ማስተር ኩን" ዝብል ኮርስ'የ ወዲደ። እዚ ኮርስ ጠቃሚ ኮይኑ ስለ ዝረኸብክዎ፡ ✍🏾ኣብዚ ሳጹን ርእይቶ ገለ ክብል ደልየ፥ እዚ ኮርስ ብጣዕሚ ጠቃምን ሓጋዝን እዩ። ብፍላይ ነዞም ከምዚ ከማይ ድሩት ኣፍልጦ ዘለና ብጣዕሚ ክትሕግዘና እያ። እቲ ቪድዮታት ሓጸርትን ዘየሰልቹን ኮይኑ፣ ብተወሳኺ'ውን እቲ ቀንድን ኣድላዪን ዝበሃል ሓበሬታን ሕግታትን ቁምጥ ቁምጥ ኣቢሉ ብውሕሉል ኣገባብ ኣቀሚጥልና ኣቅሪብልናን ኣሎ። ብፍላይ ከኣ ማዕረ ማዕሪኡ ምስ ንኽተሎን ንፍትኖን ዝያዳ ኽርድኣናን ክንፈልጦን ኢና። ኣነ ቅድሚ ነዛ ኮርስ ምውሳደይ ኣብ ዩትዩብ ኣፍልጦ ኣለኒ ኢለ'የ ዝዛረብ ኔረ፡ ነዛ ኮርስ ምስ ወሰድክዋ ግን ፍልጠተይ ትሕቲ ዜሮ ከም ዝነበረ ተረዲኤ። ሃየ በሉ እዞም ኣብ ዩትዩብ ጀመርቲ ዘለኹም እዛ ኮርስ ከተገድሰኩም እያ። ክፍለ ሓውና ከኣ ፍልጠትካ የብዝሓዮ ነዓና ክሕሸና። ክብረት ይሃበልና🙏🏾
Ahmed Mohame...  3 months ago
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ክፍለ ሓወይ
Natnael Abra...  5 months ago
I'm beyond impressed with your online YouTube course! The well-structured content, clear explanations, and prompt support transformed my understanding of the platform. You've created a remarkable learning journey that I highly recommend to anyone aspiring to conquer YouTube.
ምሕረትኣብ ፈቃርዩ ...  6 months ago
ብጣዕሚ መሳጢትን ሃናጺትን ዝኮነት ትምህሪቲ። ኣዝያ ሓጋዚት ኮይና ረኪበያ። ክብረት ይሃበልና ክፍለ ሓወይ ኣብ ቀጻሊ ብካልእ ኮርስ ኣይትጥፈኣና።
Betu asefaw  11 months ago
መጀመሪያ ክፍለ ሓወይ ብልቢ እንዳ መስገንኩ። ንዝኮነ ትምርቲ ተማሂርካ እትገብሮ ነገራት ብኣፍልጦ ክኸውን ጽቡቅ ስለዝኮነ ብግቡእ ዝተወሃበኒ ተማሂረ ዕግበት ረኺበሉ ርድኢተይ ኣብ YouTube ሙሉእ ብሙሉእ ዓጊበሉ። ብኩሉ ብሉጽ አመሃህራካ ኣዝየ ህጉስ እየ።

Thank you so much Kifle Hawey.
Yonas mebrah...  1 year ago
wawww kemaka ybzhu burukey
Neamen  1 year ago
ደስ ትብል ብልጽቲ ኮርስ ኢያ ብሓቂ፡
ጠቒማትኒ ኢያ ነዓይ ቀጽሎ
ሓድሽ ኮርስ ካልእ እውን ክንጽበ ኢና።
Sami  1 year ago
Thanks.

Our Top Courses