Mefth Loader Gif

HTML ምሉእ ኮርስ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ

ኣብ HTML ዓሙቕ ኣፍልጦ ከተሕድሩ ምስ ትደልዩ እዛ ስልተና ካብ ንጅመርቲ ክሳብ ብዕምቆት ናይ HTML ትምህርቲ ዝሓዘለት'ያ።

5   (4 Ratings) 22 Students 9 hours of videos. Course in: Tigrinya Language For Beginners Level Last updated on: 28 April, 2025

Instructor Badge Kifle Tesfay

Course Features

Lectures : 62

Duration : 9 hours

Access: Lifetime

$29 Enroll

ካብዛ ስልጠና እንታይ ኢኹም ክትመሃሩ፧

መባእታዊ ምምዕባል ወብሳይት ክትመሃሩ ኢኹም ብዛዕባ HTML ብዘይ ምድጋም ኩሉ ብዕምቆት ክትመሃርዎ ኢኹም

ነዛ ስልጠና ክትወስድዋ ከተማልእዎ ዘለኩም ረቛሒታት:

ኮምፕዩተርን ኢንተርነትን ግዜን ተገዳስነትን

እዛ ስልጠና ንመን'ያ፧

ኣማዕበልቲ ወብሳይት ክኾኑ ንዝደልዩ ብዛዕባ HTML ኩሉ ብዕምቆት ክፈልጡ ንዝደልዩ

እዛ ስልጠና ኣጠቓሊላቶም ዘላ:

Lectures : 62 Language: Tigrinya Duration : 9 hours Students : 22 Certificate: Yes Payment: Once Access: on any device Access: Lifetime

ናይዛ ስልጠና ትሕዝቶታት

Section 2: HTML Editors (1)
Section 11: HTML Favicon (1)
Section 18: HTML Computer code (1)
Section 20: HTML Validation (1)
Section 21: HTML Layout (1)
Section 22: HTML Examples (1)
Section 23: HTML Interview questions (1)
Section 24: Final words (1)

Course Description

ምሉእ ናይ HTML course

እዛ ኮርስ ነቶም ኣብ ምምዕባል ወብሳይት ብፍላይ HTML ክነጥፉ ዝደልዩ ኮይና ብክፍለ ተስፋይ ዝተዳለወት ኢያ፡

ክፍለ መን'ዩ፧

ክፍለ ደኣ እቲ

እዚ ትምህርቲ ነዓይ እንታይ ክሕግዘኒ ይኽእል ኣብ ህይወተይ፧

እዚ ትምህርቲ ደኣ፡

  • ባዕልኻ ወብሳይት ከተዳሉ ክሕግዘካ ይኽእል፡
  • ኣብዚ ዘለኻዮ ከባቢ ብወብሳይት ገይርካ ሽግር ናይ ሰባት ፈቲሕኻ ክትረብሓሉ ትኽእለሉ መገዲ ትፈጥር
  • እንተ ኣዕቢኻዮን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ እንተበጺሕኻ'ውን ኣብ ስራሕ ብኡኡ ክትቁጽረሉ ትኽእል (እዚ ግን ካልእ'ውን ምስትመሃር')

እስከ ገለ ካብቲ ኣብዛ ኮርስ እትምህሮ ኮድ ኣርእየኒ

<!DOCTYPE html>                                            
<html>                                            
<head>                                            
                                             
<title>This is title first</title>                                             
                                             
</head>                                           
<body>                                             
                                             
<h1>This is h1 </h1>                                             
<h2>This is h2 </h2>                                             
<h3>This is h3 </h3>                                           
<h4>This is h4 </h4>                                             
<h5>This is h5 </h5>                                             
<h6>This is h6 </h6>                                          
                                       
<p>This is first paragraph</p>                                       
<p>This is second paragraph</p>                                          
                                             
</body>                                            
</html>                         

እዛ ኮርስ ክወስዳ እንታይ የድልየኒ፧

🔰 ነዛ ኮርስ ክትወስዳ ዘልድዩኻ ነገራት

  • ኮምፕዩተር
  • ኢንተርነት
  • ተገዳስነት

መዓስ ክጅምር ይኽእል

መጀመርን መዕጸውን ናይ ግዜ የብሉን ኣብ ደስ ዝበለኩም ከም ደስ ዝበለኩም ኣቲኹም ክትመሃርዎ ትኽእሉ ኢኹም።

ዘድልየኩም ሎሚ ነዛ ኮርስ ምውሳድ ጥራይ ኢዩ።

ክፍለ ግን ኣብ ዩትዩብ ብዛዕባ HTML ኮርስ ገይርካ ነይርካ እንታይ ደኣ ኣብዚ ደጊምካዮ፧

እወ፡ ደጊመዮ ኣይኮንኩን እንታይ ደኣ ንሱ መባእታዊ እዩ ነይሩ እዚ ግን ኣድቫንስድ ወይ ኣዝዩ ብቑዕን ምሉእን ኢዩ።

እሞ እዚ ኮርስ ምስ ወዳእኩዎ ምሉእ ኣፍልጦ ናይ HTML ክህልወኒ ድዩ፧

እወ ምሉእ ኣፍልጦ ክህልወካ'ዩ ብድሕሪኡ ዘድልየካ CSS ምምሃር ጥራይ'ዩ፡ ብድሕሪኡ ምሉእ ወብሳይት ክትሰርሕ ትኽእል ኢኻ።

ብቕዓት ኣመሃህራኻ ብኸመይ ክመዝኖ ይኽእል፧

ኣቐዲምካ ነዚኣ https://youtu.be/A5JwKWh8_qY እሞ ራኣያ ብድሕሪኡ ንዓኻ ኣነ ብቑዕ ድየ ኣይኮንኩን ክትመዝነኒ ክትኽእል ኢኻ፧

ስለዚ እንታይ ክገብር ኣለኒ፧

  • ሕጂ ነዛ ኮርስ ወሲድካ ተማሃር
  • ኮርስ ምውሳድ ጥራይ ኣይኮነን ብዝግባእ ክትመሃሮ'ውን ኣለካ
  • እዛ ኮርስ ምስ ወዳእካያ ፈትና ትወስድ'ሞ እንተሓሊፍካ ሰርቲፊኬት ትወስድ
  • ስለዚ ሎሚ ወስን 🎉

Instructor

  Total students: 358

  Total Courses: 6

  Total Feedback: 53

  Total Rating: (4.9)

I am a full-stack web developer with more than 5 years of experience working with HTML, CSS, JS, AJAX, JSON, PHP, and SQL. I am knowledgeable in all facets of web development, including front-end and back-end. I am a proactive learner who is always looking for new opportunities to increase the scope... Learn more

Rating and Reviews

5
5 / 5
4 Rating
5 Stars 4 Stars 3 Stars 2 Stars 1 Stars
(4) (0) (0) (0) (0)

Rate For this course

Please Rate this course

Please provide your feedback for the course.


Total Reviews (4)

Recommended for you

Course Features

Lectures : 62

Duration : 9 hours

Access: Lifetime

$29 Enroll

HTML ምሉእ ኮርስ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ

5   (4 Ratings) 22 Students
$29
Enroll

HTML ምሉእ ኮርስ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ

(5)
$29
Enroll