Mefth Loader Gif

ምሉእ ናይ ኮምፕዩተር ትምህርቲ ንጀመርቲ

እዛ ስልጠና ንኮምፕዩተር ሓደስቲ ዝኾንኩም ብዛዕባ ኮምፕዩተርኩም ኣፍልጦ ከብ ኢሉ ንኮምፕዩተርኩም ብዝደለኹሞን ብዝተዓጻጸፈ መንገድን ክትፈልጥዎ ተኽእለኩም።

4.6   (15 Ratings) 63 Students 9 hours of videos. Course in: Tigrinya Language For Beginners Level Last updated on: 12 May, 2025

Instructor Badge Kifle Tesfay

Course Features

Lectures : 58

Duration : 9 hours

Access: Lifetime

$29 Enroll

ካብዛ ስልጠና እንታይ ኢኹም ክትመሃሩ፧

ሓፈሻዊ ክፋላት ኮምፕዩተር ምሕደራ ፋይላትን ፎልደራትን ከሙኡ'ውን ውሽጣዊ ኮምፕዩተርን ኣወራርዳን ኣተሓሕዛን ኣፕሊኬሽናት ኣጠቓቕማ ኦፊስ ሶፍትዌርስ ሓደስትን ናይ ቀደምን ኣጠቓቕማ ኣንቲ-ቫይረስን ካሎኦት ኣገደስቲ ሶፍትዌርን ኣሰራርሓ ኢንተርነት ኣጠቓቕማ ብርውዘርን ካልእን

ነዛ ስልጠና ክትወስድዋ ከተማልእዎ ዘለኩም ረቛሒታት:

ኮምፕዩተር ላፕቶፕ ወይ ደስክቶፕ ኢንተርነት ተገዳስነትኩን ጥራይ

እዛ ስልጠና ንመን'ያ፧

ኮምፕዩተሮም ባዕሎም ከማሓድሩ ንዝደልዩ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት-ጽሕፈታት ዝሰርሑ ኣብ ዓውዲ ኮምፕዩተር ሳይነስ ክነጥፉ ንዝደልዩ ኣብ ዓውዲ ሕሳብ ክሳተፉ ንዝደልዩ

እዛ ስልጠና ኣጠቓሊላቶም ዘላ:

Lectures : 58 Language: Tigrinya Duration : 9 hours Students : 63 Certificate: Yes Payment: Once Access: on any device Access: Lifetime

ናይዛ ስልጠና ትሕዝቶታት

Section 4: ምሕደራ ፋይላት ኣብ ዊንዶውስ 11 (1)
Section 10: ጉዕዞ ናብ ዝኸበደ ክፋል ናይዚ ኮርስ (1)
Section 14: ምቁጽጻር ኢመይላት (1)

Course Description

ትምህርቲ ኮምፕዩተር ንጀመርቲ 💻

ሎሚ ኩሉ ብኮምፕዩተር ኮይኑ ኢዩ፡

💎 ስእሊ ይኹን ቪድዮ ከተቀናብር ኮምፕዩተር ተድልየካ፡

💎 ፕሮግራሚንግ ክትመሃር ኮምፕዩተር ተድልየካ፡

💎 ኣብ ኦፊስን ካልእን ናይ ትካላት ስራሕ ክትሰርሕ ኮምፕዩተር ተድልየካ፡

🔰 ብሓፈሻ ዳርጋ ኩሉ ዓይነት ስራሕ ሎሚ ብኮምፕዩተር ክዕየ ንርእዮ ኣለና፡

ስለዚ'ምበር..........

እዚ ትምህርቲ ኮምፕዩተር ሎሚ ነዓኻ'ዩ ዘገድሰካ፡

እዚ ስልጠና ሓጺርን ጽፉፍን ዘየሰልቹን ኮይኑ ኩሉ ዓይነት ክፋላት ኮምፕዩተር ዘጠቓለለ'ውን'ዩ።

ኣብዚ እንታይ፡ እንታይ ኢየ ክመሃር፧

ኣብዚ ደኣ

  • ሓፈሻዊ ክፋላት ኮምፕዩተር
  • ውሽጣዊ ኮምፕዩተር
  • ምሕደራ ፋይላትን ፎልደራትን
  • ኣወራርዳን ኣተሓሕዛን ኣፕሊኬሽናት
  • ኣጠቓቕማ ኦፊስ ሶፍትዌርስ ሓደስትን ናይ ቀደምን
  • ኣጠቓቕማ ኣንቲ-ቫይረስን ካሎኦት ኣገደስቲ ሶፍትዌርን
  • ኣሰራርሓ ኢንተርነት
  • ኣጠቓቕማ ብርውዘርን ካልእን

ካልእን ክትመሃር ትኽእል ኢኻ።

እንታይ እንታይ የድልየኒ ነዛ ኮርስ ክወስዳ፧

  • ኮምፕዩተር ላፕቶፕ ወይ ደስክቶፕ
  • ኢንተርነት
  • ተገዳስነትካን ጥራይ

ቀንዲ መኽሰብ ናይዛ ኮርስ እንታይ'ዩ፧

  • ዘሎ ምሉእ ስሩሕ ብቑዕ ቪድዮታት
  • ኣብ ቀጻሊ ምስ ምዕባለ ዝቐርብ ቪድዮታት
  • ዝሓሰረ ዋጋ ምዃኑ 😍

መዓስ መዓስ'የ ነዚ ኮርስ ክወስዶ፧

  • ኣብ ዝጠዓመካ
  • ገደብ ግዜ የብሉን፡ ሓንሳብ እዚ ኮርስ ምስ ወሰድካዮ ኩሉ ግዜ እዚ ኮርስ ነዓኻ ክፉት'ዩ።
  • ሓድሽ ቪድዮ ከነዳሉ እንከለና'ውን ክትርእዮ ትኽእል ኢኻ።

ንምንታይ ግን ዋጋ ኮርስ ካብ ናይ ካሎኦት ሓሲሩ፧

  • ብርግጽ ሓሲሩ ኣሎ፡ ምኽንያቱ ንሕና ዕላማና፡ ሕብረተሰብና ንቴክኖሎጂ ብቐሊሉን ዝሓሰረን ዕድላት ረኺቡ ናብ ረብሑኡ ከውዕሎ ኢና ንሰርሕ ዘለና።
  • ብዝተኻእለ መጠን እቲ ብዙሕ ርኹብ ዘይኮነ ሰብ'ውን ንትምህርቲ ዝሓሰረን ዝቐለለን ክፉት ክኾነሉ ኢና ንሰርሕ ዘለና።

ሓንቲ ግዜ ድዩ ዋላ ወርሓዊ ኢየ ክኸፍል፧ 💵

  • ሓንቲ ግዜ ጥራይ ኢኻ ትኸፍል።

----------------------------

ሎሚ እዛ ስልጠና ወሲድካ ኣብ ኮምፕዩተር ዘለካ ኣፍልጦ ኣማዕብል

Instructor

  Total students: 358

  Total Courses: 6

  Total Feedback: 53

  Total Rating: (4.9)

I am a full-stack web developer with more than 5 years of experience working with HTML, CSS, JS, AJAX, JSON, PHP, and SQL. I am knowledgeable in all facets of web development, including front-end and back-end. I am a proactive learner who is always looking for new opportunities to increase the scope... Learn more

Rating and Reviews

4.6
4.6 / 5
15 Rating
5 Stars 4 Stars 3 Stars 2 Stars 1 Stars
(13) (0) (1) (0) (1)

Rate For this course

Please Rate this course

Please provide your feedback for the course.


Total Reviews (15)

Recommended for you

Course Features

Lectures : 58

Duration : 9 hours

Access: Lifetime

$29 Enroll

ምሉእ ናይ ኮምፕዩተር ትምህርቲ ንጀመርቲ

4.6   (15 Ratings) 63 Students
$29
Enroll

ምሉእ ናይ ኮምፕዩተር ትምህርቲ ንጀመርቲ

(4.6)
$29
Enroll