Mefth Loader Gif
ምዝርጋሕ - ምጽዓን ቪድዮታትን ኮርሳትን - ኣብ መፍትሕ
ምዝርጋሕ - ምጽዓን ቪድዮታትን ኮርሳትን - ኣብ መፍትሕ
Instructor profile Kifle Tesfay
 (11)

I am a full-stack web developer with more than 6 years of experience working with HTML, CSS, JS, AJA... Learn more

Course Features

Lectures : 14

Language: Tigrinya

Duration : 2 hours

Students : 79

Certificate: No

Access: on any device

Access: Lifetime

$0.00 Enroll

Course Overview

ብኸመይ ናይ ኦንላይን ኮርስካ ብቐሊሉ ክትዝግሕ ትኽእል ኣብ Mefth ብቐሊሉ ኣብዛ ኮርስ እዚኣ ክትመሃሮ ትኽእል ኢኻ

ኣብ Mefth ኮርስ ክትዝግሕ እንተደሊኻ እዛ ናይ ነጻ ምልእቲ ኮርስ ምውሳድ የድልየካ'ዩ ምኽንይቱ፡

  • 👉 ኣብ ደስ ዝበለካ ካብዚ ቪድዮታት እንዳ ረኣኻ ቪድዮታትካ ክትጽዕን ትኽእል ኢኻ፡
  • 👉 እዛ ኮርስ ብነጻ'ያ፡
  • 👉 ኩሉ ግዜ ሓድሽ ክወርድ እንከሎ ብቐጥታ ኣብዛ ኮርስ ኣቲኻ ክትፈልጦ ትኽእል ኢኻ።

✅ መምሃራን ናይ ትግርኛ፡ ትግረ ከሙኡ'ውን ቢሌን ኣብዚ ሕጂ ሰዓት እቶም ቀንዲ ዘድልዩ ዘለው'ዮም፡

✅ ኣብ መጻኢ ካሎኦት ቋንቋታት ክስዕቡ ከም ዝኾኑ እንዳሓበርና፡ ኣብዘኦም ተጠቒሶም ዘለው ቋንቋታት ምርኩስ ብምግባር ኮርሳት ኣብ ምድላው ክትነጥፍ ምስ ትደሊ ኣብ Mefth ማዕጾና ክፉት'ዩ።

🔆 ኮርሳትካ ብዛዕባ

✅ IT / ሓበሬታን ቴክኖሎጅን

  • 🔰 ምምዕባል ሶፍትዌር / ፕሮግራሚንግ
  • 🔰 ምሕደራ ዳታ-በይዝ
  • 🔰 ምሕደራ ኔትዎርክ
  • 🔰 ሳይበር ሰኪዩሪቲይ
  • 🔰 ትንተና / መጽናዕቲ ስይስተም

✅ ናይ ጥዕና

  • 🔰 ነርስ
  • 🔰 ምጉዳል ሰብነት
  • 🔰 ፊትነስ
  • 🔰 ኣመጋግባ
  • 🔰 ስነ-ልቦና
  • 🔰 ኣተናፍሳ ምቁጽጻር / ዮጋ

✅ ፋይናንስ

  • 🔰 ኣካውንታንት
  • 🔰 ምሕደራ ገብዘብ
  • 🔰 ወፍሪ
  • 🔰 ክሪፕቶ ካረንሲይ

✅ዕዳጋ

  • 🔰 ድጅታት ማርኬቲንግ
  • 🔰 ምውዕዋዕ
  • 🔰 ምጽናዕቲ ዕዳጋ

✅ ትምህርቲ

  • 🔰 ኣመሃህራ
  • 🔰 ምሕደራ

✅ ኢንጂነየሪንግ

  • 🔰 ሲቪል ኢንጂነየሪንግ
  • 🔰 መካኒካል ኢንጂነየሪንግ
  • 🔰 ኤለክትሪካል ኢንጂነየሪንግ

✅ ዲዛይን

  • 🔰 ግራፊክ ዲዛይን
  • 🔰 ወብሳይት ዲዛይን

✅ ምሕደራ

  • 🔰 ምሕደራ ኦፊስ
  • 🔰 መሪሕነት
  • 🔰 ሓባራዊ ስራሕ
  • 🔰 ሽግራት ምፍታሕ

✅ ሕጋዊ

  • 🔰 ናይ ስደተኛታት ሕጊ
  • 🔰 ገበናዊ ሕጊ
  • 🔰 ሕጋዊ መጽናዕቲ

✅ ሜድያን ጋዘጠኘንነትን

  • 🔰 ጋዜጠኝንነት
  • 🔰 ምፍጣር ትሕዝቶታት
  • 🔰 ጽሓፊ ናይ ሚድያ
  • 🔰 ወሃቢ ጸብጻብ / ሪፖርተር

✅ ምቅንባር

  • 🔰 ምቅንባር ስእሊ
  • 🔰 ምቅንባር ቪድዮ

✅ ዝርርብ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት

  • 🔰 ትግርኛ
  • 🔰 ትግረ
  • 🔰 ብሌን
  • 🔰 ኢንግሊሽ
  • 🔰 ዶች
  • 🔰 ፍረንች

✅ ፈጠራዊ ኣርት

  • 🔰 ሙዚቓ
  • 🔰 ምጽሓፍን ምውህሃድን ኣብ ኣርት
  • 🔰 ጽሓፊ ፊልም / ኮሜዲ

✅ ኣነባብራ

  • 🔰 ኣተዓብብያ ቆልዑ
  • 🔰 ውልቃዊ ዕብየት
  • 🔰 ምሕደራ ግዜ
  • 🔰 ርእሰ-ምትእምማን
  • 🔰 ሰልፍ እስቲም

👉 ክኸውን ይክእል'ዩ ብዛዕባ ዝኾነ ንህዝቢ ዝጠቅም'ዩ ዝበልካዮ ብቋንቋ ትግረ ትግርኛ ወይ ብሌን ከተቕርብ ትኽእል ኢኻ።

ኩሉ እዚ ቪድዮታት ኣብዛ ኮርስ ዘሎ ሓጺርን ጽፉፍን'ዩ፡ ስለዚ ነዛ ኮርስ ወሲድካ ባዕልኻ ዝደለኻዮ ኮርስ ክትዝግሕ ትኽእል ኢኻ።

Rating and Reviews

5
5 / 5
11 Rating
5 Stars 4 Stars 3 Stars 2 Stars 1 Stars
(11) (0) (0) (0) (0)
Rate For this course

Please Rate for this course

Please give your Feedback for the course.


Total Reviews (11)
Beilul  2 months ago
Hani welday  2 months ago
Bilal  3 months ago
You are great teacher Mr kifle
Michael  4 months ago
Natnael  5 months ago
Waww thank you kfle btaemi xbuq agelalxa eiu kabzi nlaeli nqexali kalie knxbe ina..
Biniam Abden...  7 months ago
That's a awesome modification Mr. Kifle.
Keep striving my bro , that's absolutely great.
Yonas mebrah...  10 months ago
Wawww kab lbi nemesgn
Selam  1 year ago
Great information, Thank you Mr.Kifle
Miki  1 year ago
Thank you so much Mr.Kifle
Akbir  1 year ago
Bteami xbuk meglexi
Michael  1 year ago
You're Great Teacher.

Our Top Courses