Mefth Loader Gif

መሰረታዊ ስልጠና ናይ ማይክሮሶፍይት ኦፊስ - ዎርድ - ኤክሰል - ፓወርፖይንት

ኣብ ማይክሮሶፍት ኦፊስ ዘለኩም ኣፍልጦ ክብ ከተስፍሑ ምስ ትደልዩ፡ እዛ ናይ ማይክሮሶፍት ኦፊስ ስልጠና ወሲድኩም ሎሚ ፍልጠትኩም ኣዕብዩ።

5   (1 Ratings) 3 Students 3 hours of videos. Course in: Tigrinya Language For Beginners Level Last updated on: 13 February, 2025

Instructor Badge Freweini Goitom

Course Features

Lectures : 28

Duration : 3 hours

Access: Lifetime

$99$69 Enroll

ካብዛ ስልጠና እንታይ ኢኹም ክትመሃሩ፧

ብዕምቆት ትምህርቲ ናይ ማይክሮሶፍት ኦፊስ ክትመሃሩ ኢኹም ብፍላይ እቲ ንንግዲ ዘገልግል ኤክሰል ብዛዕብኡ ብሰፊሑ ክትመሃሩ ኢኹም

ነዛ ስልጠና ክትወስድዋ ከተማልእዎ ዘለኩም ረቛሒታት:

ኮምፕዩተርን ኢንተርነትን ግዜን ተገዳስነትን

እዛ ስልጠና ንመን'ያ፧

ንኣብ ቤት-ጽሕፈታት ዝሰርሑን ክሰርሑ ንዝደልዩን ከም ኣካውንታንት ኮይኖም ክሰርሑ ዝደልዩ

እዛ ስልጠና ኣጠቓሊላቶም ዘላ:

Lectures : 28 Language: Tigrinya Duration : 3 hours Students : 3 Certificate: Yes Payment: Once Access: on any device Access: Lifetime

ናይዛ ስልጠና ትሕዝቶታት

Section 5: ኮምፕዩተር ብራውዘርስ (1)

Course Description

ትምህርቲ ማይክሮሶፍት ኦፊስ ንጀመርቲ 💻

ሎሚ

💎 ናይ ኦፊስ ስራሕ እንተደሊኻ/ኺ ማይክሮሶፍት ኦፊስ የድልየካ፡

💎 ናይ ንግዲ ጸብጻብ እንተደሊኻ ማይክሮሶፍት ኤክሰል የድልየካ፡

💎 ናይ ፎርምታት ምምላእ ይኹን ዝተፈላለዩ ጽሑፋት ምስ ትደሊ ማይክሮሶፍት ዎርድ የድልየካ፡

💎 ናይ ምሪኢት ስራሕ ይኹን መግለጺታት ክትህብ ምስ ትደሊ ማይክሮሶፍት ፓወርፖይንት የድልየካ፡

🔰 ብሓፈሻ ዳርጋ ኩሉ ዓይነት ስራሕ ናይ ኦፊስ ወይ ንግዲ ብናይ ማይክሮሶፍት ኦፊስ ዝኾኑ ሶፍትዌራት ክዕየ ንርእዮ ኣለና፡

ስለዚ'ምበር..........

እዚ ትምህርቲ ናይ ማይርክሮሶፍት ኦፊስ ሎሚ ነዓኻ'ዩ ዘገድሰካ፡

እዚ ስልጠና ሓጺርን ጽፉፍን ዘየሰልቹን ኮይኑ ኩሉ ዓይነት ክፋላት ማይክሮሶፍት ኦፊስ ዘጠቓለለ'ውን'ዩ።

ኣብዚ እንታይ፡ እንታይ ኢየ ክመሃር፧

ኣብዚ ደኣ

  • መእተዊ ብዛዕባ ኮምፕዩተር
  • ሓፈሻዊ መእተውን ብዕምቆትን ናይ ማይክሮሶፍት ኦፊስ ትምህርቲ
  • ሓፈሻዊ መእተውን ብዕምቆትን ናይ ማይክሮሶፍት ኤክሰል ትምህርቲ
  • ሓፈሻዊ መእተውን ብዕምቆትን ናይ ማይክሮሶፍት ፓወርፖይንት ትምህርቲ
  • ኣጠቓቕማ ብርውዘርን

ካልእን ክትመሃር ትኽእል ኢኻ።

እንታይ እንታይ የድልየኒ ነዛ ኮርስ ክወስዳ፧

  • ኮምፕዩተር ላፕቶፕ ወይ ደስክቶፕ
  • ኢንተርነት
  • ተገዳስነትካን ጥራይ

ቀንዲ መኽሰብ ናይዛ ኮርስ እንታይ'ዩ፧

  • ዘሎ ምሉእ ስሩሕ ብቑዕ ቪድዮታት
  • ኣብ ቀጻሊ ምስ ምዕባለ እንዳ ተሓደሰ ዝቐርብ ቪድዮታት
  • ርትዓዊ ዋጋ ምዃኑ 😍

መዓስ መዓስ'የ ነዚ ኮርስ ክወስዶ፧

  • ኣብ ዝጠዓመካ
  • ገደብ ግዜ የብሉን፡ ሓንሳብ እዚ ኮርስ ምስ ወሰድካዮ ኩሉ ግዜ እዚ ኮርስ ነዓኻ ክፉት'ዩ።
  • ሓድሽ ቪድዮ ከነዳሉ እንከለና'ውን ክትርእዮ ትኽእል ኢኻ።

ሓንቲ ግዜ ድዩ ዋላ ወርሓዊ ኢየ ክኸፍል፧ 💵

  • ሓንቲ ግዜ ጥራይ ኢኻ ትኸፍል።

----------------------------

ማይክሮሶፍት ኦፊስ ብፍላይ ንምስ ቤት-ጽሕፈትን ንግድን ዝተኣሳሰር ስራሕ ሓደ ካብቲ ናይ ግድን ክንፈልጦ ዘለና ሶፍትዌር'ዩ።

ሎሚ እዛ ስልጠና ወሲድኩም ኣብ ማይክሮሶፍት ኦፊስ ዘለኩም ኣፍልጦ ኣማዕብሉ

Instructor

  Total students: 3

  Total Courses: 1

  Total Feedback: 1

  Total Rating: (5)

With over 12 years of experience teaching ICT and English to teenagers and adults in both government and private schools, I am passionate about delivering practical and engaging learning experiences. My teaching approach is designed to make complex concepts easy to understand and enjoyable to apply.... Learn more

Rating and Reviews

5
5 / 5
1 Rating
5 Stars 4 Stars 3 Stars 2 Stars 1 Stars
(1) (0) (0) (0) (0)

Rate For this course

Please Rate this course

Please provide your feedback for the course.


Total Reviews (1)

Recommended for you

Course Features

Lectures : 28

Duration : 3 hours

Access: Lifetime

$99$69 Enroll

መሰረታዊ ስልጠና ናይ ማይክሮሶፍይት ኦፊስ - ዎርድ - ኤክሰል - ፓወርፖይንት

5   (1 Ratings) 3 Students
$99$69
Enroll

መሰረታዊ ስልጠና ናይ ማይክሮሶፍይት ኦፊስ - ዎርድ - ኤክሰል - ፓወርፖይንት

(5)
$99$69
Enroll