Mefth Loader Gif

ዩትዩብ Community Guideline ብኸመይ ይሰርሕ፧

Instructor Badge
Ki... Courses
Get the course to see this video description
To watch the video Please Login

Report for Comment or Reply




Mefth Loader gif

1 Comment

You must Login to write comment.

ምሕረትኣብ ፈቃርዩ ኣምላክ's profile
ምሕረትኣብ ፈቃርዩ ኣምላክ
3 years ago
ብመጀመርታ እግዚኣብሔር ስለኩሉ ውዕለታቱ ይክበር ይመስገም።
እዛ ኮርስ ኣዝያ ሓጋዚ እያ። ማለት እቲ መሰረታዊ ክፍለጥ ኣለዎ ኢለዝሓስቦ ኣብዛ ኮርስ ረኪበዮ ኢለ እየ ዝኣምን።
ካብቲ ብዙሕ ጽቡቅ ናይዛ ኮርስ፡ እቶም ቪድዮታት ሓጸርቲን መሃርትን ኣዮም። ከም
`ዚ ኣይትግበር ኢሉ ጥራይ ንዘይግበር ኣይሓልፎን እዩ፣ ስለምታይ ኣይግበርን፡ ምስ እትገብሮ ድማ ብከመይ ትፈትሖ ብዝግባእ ኣብዛ ኮርስ ኣሎ።
ሓገዝ ኣብ ኣትደልየሉ ብቀሊሉ ክትረክቦ ትክእል፡ ንሑቶካ ድማ ብግዚኡ ይምልሰልካ።
ዩቱብ ናይ ምክፋት መደብ ንዘለዎም፡ ወይ ድማ ይቱበራት ንዝኮኑ ሰባት ኣዝያ ውጽኢታዊት ኮርስ እያ።

REPLY

You must Login to write Reply.

ማስተር ዩትዩበር ኩን - ምሉእ ናይ ዩትዩብ ኮርስ



We value your opinion.
Help us serve you better by sharing your feedback.