Mefth Loader Gif

ኣብ Mefth ብኸመይ ኢና ንቪድዮታት ንጋድም ብምግባር ክንከታተሎ ንኽእል፧

Last Updated: 1 year ago

ንዝደለናዮ ቪድዮ ንጋድም ክንርእዮ ምስ ንደሊ ብብዙሕ መንገድታት ክንገብሮ ንኽእል ኢና፡ ሓደን ዝቐለለን ኣገባብ ግን እታ ኣፕ ቅድም ኣብ ሞባይልና ከነውርዳ ይምረጽ፡

እዚ ክንገብር፡

ኣቐዲምና እታ ኣፕ ኣብ ሞባይልና ከነውርዳ ኣለና፡ ናይ ኣገባብ ኣወራርዳ ኣፕ መምርሒ ኣብዚኣ ኣለና።

ነታ ኣፕሊኬሽን ከየውረድና ከምዚ ዝስዕብ ከምጸልና ኣይክእል'ዩ። ስለዚ ነዛ ኣብዚ ላዕሊ ዘላ ሊንክ ጠዊቕና እትያ ኣፕ ቅድም ነውርዳ።

ምስ ኣውረድናያ ከኣ ብቐጥታ ከምዚ ዝስዕብ ገይርና ክንርእዮ ንኽእል፡

Watch Mefth videos

ኣብታ ምልክት ምስ ጠወቕና ከምዚ ኮይኑ ክረአ ይኽእል ማለት'ዩ።

Wtch Mefth videos

ተስፋ ንገብር እዚ ንጹር ክኸውን።

Report for Comment or Reply




Mefth Loader gif

Login to write... comment.

You must Login to write comment.

You must Login to write Reply.

You may like these posts


We value your opinion.
Help us serve you better by sharing your feedback.